ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሓደ በዓቲ ዝጠፍኡ 12 ሰገናት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪን ኣሰልጣኒኦምን ብሂወት ተረኺቦም ኣለዉ። ግን ከኣ ካብቲ በዓቲ ንምውፃእ ውሽጢ ንውሽጢ ምሕንባስ ክለምዱ ኣለዎም ተዘይኮይኑ ግን ኣብቲ በዓቲ ንኣዋርሕ ክፀንሑ ይኽእሉ'ዮም ተባሂሉ።

0 Comments
0 Shares