• በቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ መርካቶ ዝርከቡ 50 ኣብያተ ሸቐጥ ዓንዮም። ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝበፅሐ ጉድኣት እኳ እንተዘይሃለወ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ከምዘስዓበ ተገሊፁ።
    በቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ መርካቶ ዝርከቡ 50 ኣብያተ ሸቐጥ ዓንዮም። ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝበፅሐ ጉድኣት እኳ እንተዘይሃለወ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ከምዘስዓበ ተገሊፁ።
    WWW.BBC.COM
    ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ካብ ባርዕ ድሒኑ
    በቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ መርካቶ ዝርከቡ 50 ኣብያተ ሸቐጥ ዓንዮም። ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝበፅሐ ጉድኣት እኳ እንተዘይሃለወ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ከምዘስዓበ ተገሊፁ።
    0 Comments 0 Shares
  • ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ድጋፍን ንምሃብ ዝተኻየደ ሰልፊ፡ ሽፋን ኣይሃብኩሞን ተባሂሎም ትካላት ቴሌቪዥን ትግራይን ኢ ኤን ኤንን መብርሂ ንክህቡ ደብዳበ በጺሑዎም ኣሎ። በየናይ መዐቀኒ?
    ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ድጋፍን ንምሃብ ዝተኻየደ ሰልፊ፡ ሽፋን ኣይሃብኩሞን ተባሂሎም ትካላት ቴሌቪዥን ትግራይን ኢ ኤን ኤንን መብርሂ ንክህቡ ደብዳበ በጺሑዎም ኣሎ። በየናይ መዐቀኒ?
    WWW.BBC.COM
    "ኣይኮነን'ዶ ኣይሸፈንኩምን ተዓዚበኩም'ዉን ክብል ኣይኽእልን"
    ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ድጋፍን ንምሃብ ዝተኻየደ ሰልፊ፡ ሽፋን ኣይሃብኩሞን ተባሂሎም ትካላት ቴሌቪዥን ትግራይን ኢ ኤን ኤንን መብርሂ ንክህቡ ደብዳበ በጺሑዎም ኣሎ። በየናይ መዐቀኒ?
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ናይሮቢ፡ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕዳጋታት ዝኾነ ጊኮምባ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 15 ሰባት ሞይቶም። ማእከል ዕዳጋ ጊኮምባ፡ ኣብ ኬንያ ሓደ ካብቶም ብስፈሓቶም ዝዓበዩን ዝዓመሩን ኮይኑ፡ ብዙሕ ግዜ ተመሳሳሊ ባርዕ ዝርኣየሉ ቦታ እዩ።
    ኣብ ናይሮቢ፡ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕዳጋታት ዝኾነ ጊኮምባ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 15 ሰባት ሞይቶም። ማእከል ዕዳጋ ጊኮምባ፡ ኣብ ኬንያ ሓደ ካብቶም ብስፈሓቶም ዝዓበዩን ዝዓመሩን ኮይኑ፡ ብዙሕ ግዜ ተመሳሳሊ ባርዕ ዝርኣየሉ ቦታ እዩ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ ኬንያ ብባርዕ ሓዊ 15 ሰባት ሞይቶም
    ኣብ ናይሮቢ፡ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕዳጋታት ዝኾነ ጊኮምባ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 15 ሰባት ሞይቶም። ማእከል ዕዳጋ ጊኮምባ፡ ኣብ ኬንያ ሓደ ካብቶም ብስፈሓቶም ዝዓበዩን ዝዓመሩን ኮይኑ፡ ብዙሕ ግዜ ተመሳሳሊ ባርዕ ዝርኣየሉ ቦታ እዩ።
    0 Comments 0 Shares
  • ልዕሊ 230 ስደተኛታት ካብ ሞት ዘድሓነት መርከብ ኣብ ቀላይ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ሓሙሽተ መዓልታት ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መወዳእታ ሃገር ማልታ ኣብ ወደባ ክትዕሽግ ኣፍቂዳትላ።
    ልዕሊ 230 ስደተኛታት ካብ ሞት ዘድሓነት መርከብ ኣብ ቀላይ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ሓሙሽተ መዓልታት ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መወዳእታ ሃገር ማልታ ኣብ ወደባ ክትዕሽግ ኣፍቂዳትላ።
    WWW.BBC.COM
    መርከብ ምድሓን ህይወት ስደተኛታት ኣብ ማልታ ተዓሽጋ
    ልዕሊ 230 ስደተኛታት ካብ ሞት ዘድሓነት መርከብ ኣብ ቀላይ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ሓሙሽተ መዓልታት ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መወዳእታ ሃገር ማልታ ኣብ ወደባ ክትዕሽግ ኣፍቂዳትላ።
    0 Comments 0 Shares
  • እዚ ሃገራዊ አገልግሎት ተግባራዊ ክግበር ከሎ፡ ኩሎም ደቂ 16 ዓመት መናእሰይ ብውሕዱ ንሓደ ወርሒ ሲቪላዊ አገልግሎት ክህቡ ግቡእ ከምዝህልዎም ተፈሊጡ።
    እዚ ሃገራዊ አገልግሎት ተግባራዊ ክግበር ከሎ፡ ኩሎም ደቂ 16 ዓመት መናእሰይ ብውሕዱ ንሓደ ወርሒ ሲቪላዊ አገልግሎት ክህቡ ግቡእ ከምዝህልዎም ተፈሊጡ።
    WWW.BBC.COM
    ፈረንሳይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዳግም ክትጅምር እያ
    እዚ ሃገራዊ አገልግሎት ተግባራዊ ክግበር ከሎ፡ ኩሎም ደቂ 16 ዓመት መናእሰይ ብውሕዱ ንሓደ ወርሒ ሲቪላዊ አገልግሎት ክህቡ ግቡእ ከምዝህልዎም ተፈሊጡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ደቡብ ኮርያ ኣብ ልዕሊ ጀርመን 2 ን 0 ዓወት ስለመዝገበት፡ ንሜክሲኮ'ውን ናብ ቀፃሊ ውድድር ክትሓልፍ ኣኽኢሉ። ደገፍቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ ድማ ንጋንታ ደቡብ ኮርያ ምስጋና ኣቕሪቦም።
    ደቡብ ኮርያ ኣብ ልዕሊ ጀርመን 2 ን 0 ዓወት ስለመዝገበት፡ ንሜክሲኮ'ውን ናብ ቀፃሊ ውድድር ክትሓልፍ ኣኽኢሉ። ደገፍቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ ድማ ንጋንታ ደቡብ ኮርያ ምስጋና ኣቕሪቦም።
    WWW.BBC.COM
    ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሜክሲኮ ንጋንታ ደቡብ ኮርያ ኣመስጊኖም
    ደቡብ ኮርያ ኣብ ልዕሊ ጀርመን 2 ን 0 ዓወት ስለመዝገበት፡ ንሜክሲኮ'ውን ናብ ቀፃሊ ውድድር ክትሓልፍ ኣኽኢሉ። ደገፍቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ ድማ ንጋንታ ደቡብ ኮርያ ምስጋና ኣቕሪቦም።
    0 Comments 0 Shares
  • በታላቁ አንዋር መስጊድ ዙርያ የሚገኙ 50 ሱቆች ትናንት ሌሊት በተነሳ የእሳት አደጋ ሙሉ በሙሉ በሚባል ደረጃ ወድመዋል። እሳቱ በመስጊዱ የሴቶች በር በኩል የሚገኙ ሱቆችና በመስጊዱ ቅጥር የሚገኙ የስብከት (ዳዕዋ) ማካሄጃ ክፍሎች ላይ ጉዳት አድርሷል።
    በታላቁ አንዋር መስጊድ ዙርያ የሚገኙ 50 ሱቆች ትናንት ሌሊት በተነሳ የእሳት አደጋ ሙሉ በሙሉ በሚባል ደረጃ ወድመዋል። እሳቱ በመስጊዱ የሴቶች በር በኩል የሚገኙ ሱቆችና በመስጊዱ ቅጥር የሚገኙ የስብከት (ዳዕዋ) ማካሄጃ ክፍሎች ላይ ጉዳት አድርሷል።
    WWW.BBC.COM
    ታላቁ አንዋር መስጊድ ከእሳት ተረፈ
    በታላቁ አንዋር መስጊድ ዙርያ የሚገኙ 50 ሱቆች ትናንት ሌሊት በተነሳ የእሳት አደጋ ሙሉ በሙሉ በሚባል ደረጃ ወድመዋል። እሳቱ በመስጊዱ የሴቶች በር በኩል የሚገኙ ሱቆችና በመስጊዱ ቅጥር የሚገኙ የስብከት (ዳዕዋ) ማካሄጃ ክፍሎች ላይ ጉዳት አድርሷል።
    0 Comments 0 Shares
  • የጂቡቲው ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ከቢቢሲ የሶማሊኛ ክፍል በነበራቸው ቆይታ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐብይ አሕመድን "አዳዲስ አቅጣጫን የሚቀይስ" ብለዋቸዋል።
    የጂቡቲው ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ከቢቢሲ የሶማሊኛ ክፍል በነበራቸው ቆይታ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐብይ አሕመድን "አዳዲስ አቅጣጫን የሚቀይስ" ብለዋቸዋል።
    WWW.BBC.COM
    "ዲሞክራሲ ወደ ቀውስ የሚያመራን ከሆነ ሁላችንም ወደ ፈጣሪ መጮህ አለብን" የጅቡቲው ፕሬዝዳንት
    የጂቡቲው ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጊሌ ከቢቢሲ የሶማሊኛ ክፍል በነበራቸው ቆይታ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐብይ አሕመድን "አዳዲስ አቅጣጫን የሚቀይስ" ብለዋቸዋል።
    0 Comments 0 Shares