• Pirezidantiin Ameerikaa godaantota seeraan ala biyya isaanii galan adeemsa seeraa tokko malee gara biyya irraa dhufaniitti deebisuu barbaadu.
    Pirezidantiin Ameerikaa godaantota seeraan ala biyya isaanii galan adeemsa seeraa tokko malee gara biyya irraa dhufaniitti deebisuu barbaadu.
    WWW.BBC.COM
    Tiraamp godaantota hatattamaan gara dhufanitti deebisuufi
    Pirezidantiin Ameerikaa godaantota seeraan ala biyya isaanii galan adeemsa seeraa tokko malee gara biyya irraa dhufaniitti deebisuu barbaadu.
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተታሕዙ ሓለፍትን ኣባላትን ፖሊስ ፌደራልን ኣዲስ ኣበባን ዝርከቡዎም ጥርጡራት ምርመራ ይካየደሎም ከምዘሎ ተገሊፁ።
    ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተታሕዙ ሓለፍትን ኣባላትን ፖሊስ ፌደራልን ኣዲስ ኣበባን ዝርከቡዎም ጥርጡራት ምርመራ ይካየደሎም ከምዘሎ ተገሊፁ።
    WWW.BBC.COM
    ፖሊስ፡ ቁፅሪ ዝተታሕዙ ጥርጡራት 30 በፂሑ
    ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተታሕዙ ሓለፍትን ኣባላትን ፖሊስ ፌደራልን ኣዲስ ኣበባን ዝርከቡዎም ጥርጡራት ምርመራ ይካየደሎም ከምዘሎ ተገሊፁ።
    0 Comments 0 Shares
  • ትካላት ሃይማኖት ካብ ሃገረን ሰጊሩ ብብርኪ ዓለም ሰላም ክሰፍንን ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክጉልብትን እጃመን ይፍፅማ። ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ'ኸ?
    ትካላት ሃይማኖት ካብ ሃገረን ሰጊሩ ብብርኪ ዓለም ሰላም ክሰፍንን ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክጉልብትን እጃመን ይፍፅማ። ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ'ኸ?
    WWW.BBC.COM
    ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ፡ ዕርቅን ሰላምን ኣብ ምውራድ እንታይ ግደ ኣለዋ?
    ትካላት ሃይማኖት ካብ ሃገረን ሰጊሩ ብብርኪ ዓለም ሰላም ክሰፍንን ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክጉልብትን እጃመን ይፍፅማ። ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ'ኸ?
    0 Comments 0 Shares
  • ፕረዚደንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ 'ፈተነ ቅትለት' ክብል ዝገለፆ መጥቃዕቲ ብዘየገድስ፤ መረፃ እታ ሃገር ብዝተትሓዘሉ ትልሚ 30 ሓምለ ከምዝካየድ ተዛሪቡ።
    ፕረዚደንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ 'ፈተነ ቅትለት' ክብል ዝገለፆ መጥቃዕቲ ብዘየገድስ፤ መረፃ እታ ሃገር ብዝተትሓዘሉ ትልሚ 30 ሓምለ ከምዝካየድ ተዛሪቡ።
    WWW.BBC.COM
    መረፃ ዚምባብዌ 'መጥቃዕቲ ብዘየገድስ ክቕፅል'ዩ'
    ፕረዚደንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ 'ፈተነ ቅትለት' ክብል ዝገለፆ መጥቃዕቲ ብዘየገድስ፤ መረፃ እታ ሃገር ብዝተትሓዘሉ ትልሚ 30 ሓምለ ከምዝካየድ ተዛሪቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ፕረሲደንት ጣይብ ኤርዶዋን ናይ ቱርኪ ኣብ ቀዳማይ ዙር ናይታ ሃገር ምርጫ ብምዕዋቱ ንዝቕጽሉ ሓሙሽተ ዓመታት ነታ ሃገር ክመርሓ`ዩ። ንሱ ኣብቲ ምርጫ `ውጹእ ዓብላሊ ድምጺ` ረኺቡ ኢሉ ሓላፊ በዓል ስልጣን ምርጫ`ታ ሃገር ሳዲ ጉቨን።
    ፕረሲደንት ጣይብ ኤርዶዋን ናይ ቱርኪ ኣብ ቀዳማይ ዙር ናይታ ሃገር ምርጫ ብምዕዋቱ ንዝቕጽሉ ሓሙሽተ ዓመታት ነታ ሃገር ክመርሓ`ዩ። ንሱ ኣብቲ ምርጫ `ውጹእ ዓብላሊ ድምጺ` ረኺቡ ኢሉ ሓላፊ በዓል ስልጣን ምርጫ`ታ ሃገር ሳዲ ጉቨን።
    WWW.BBC.COM
    ኤርዶዋን ኣብ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ቱርኪ ተዓዊቱ
    ፕረሲደንት ጣይብ ኤርዶዋን ናይ ቱርኪ ኣብ ቀዳማይ ዙር ናይታ ሃገር ምርጫ ብምዕዋቱ ንዝቕጽሉ ሓሙሽተ ዓመታት ነታ ሃገር ክመርሓ`ዩ። ንሱ ኣብቲ ምርጫ `ውጹእ ዓብላሊ ድምጺ` ረኺቡ ኢሉ ሓላፊ በዓል ስልጣን ምርጫ`ታ ሃገር ሳዲ ጉቨን።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ናይጄርያ ግዝኣት ማእኸላይ ከበሳ ኣብ መንጎ ሓረስቶትን ኣርባሕቲ እንስሳት ዝኾኑ ዓሌት ፉላኒን ብዝተልዓለ ጎንፂ ሂወት ብዙሓት ሰባት ጠፊኡ።
    ኣብ ናይጄርያ ግዝኣት ማእኸላይ ከበሳ ኣብ መንጎ ሓረስቶትን ኣርባሕቲ እንስሳት ዝኾኑ ዓሌት ፉላኒን ብዝተልዓለ ጎንፂ ሂወት ብዙሓት ሰባት ጠፊኡ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ መንጎ ሓረስቶትን ኣርባሕቲ እንስሳት ብዘጋጠመ ጎንጺ 86 ተቐቲሎም
    ኣብ ናይጄርያ ግዝኣት ማእኸላይ ከበሳ ኣብ መንጎ ሓረስቶትን ኣርባሕቲ እንስሳት ዝኾኑ ዓሌት ፉላኒን ብዝተልዓለ ጎንፂ ሂወት ብዙሓት ሰባት ጠፊኡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ እቶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣሜሪካ ዝኣትዉ ስደተኛታት ጉዳዮም ናብ መስርሕ ቤት ፍርዲ ከይበፅሐ ክስጎጉ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም።
    ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ እቶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣሜሪካ ዝኣትዉ ስደተኛታት ጉዳዮም ናብ መስርሕ ቤት ፍርዲ ከይበፅሐ ክስጎጉ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም።
    WWW.BBC.COM
    ትራምፕ ስደተኛታት ብቕልጡፍ ክስጎጉ ፀዊዖም
    ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ እቶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣሜሪካ ዝኣትዉ ስደተኛታት ጉዳዮም ናብ መስርሕ ቤት ፍርዲ ከይበፅሐ ክስጎጉ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም።
    0 Comments 0 Shares
  • የኤርትራ ልዑካን ቡድን በዚህ ሳምንት አዲስ አበባ ይገባል
    ዮሐንስ አንበርብር
    Mon, 06/25/2018 - 11:35
    የኤርትራ ልዑካን ቡድን በዚህ ሳምንት አዲስ አበባ ይገባል ዮሐንስ አንበርብር Mon, 06/25/2018 - 11:35
    WWW.ETHIOPIANREPORTER.COM
    የኤርትራ ልዑካን ቡድን በዚህ ሳምንት አዲስ አበባ ይገባል | ሪፖርተር Ethiopian Reporter Amharic
    የኤርትራ መንግሥት ከፍተኛ የልዑካን ቡድን በዚህ ሳምንት አዲስ አበባ እንደሚገባ ታወቀ።
    0 Comments 0 Shares