0 Comments
0 Shares
Directory
-
Please log in to like, share and comment!
-
WWW.BBC.COMቻይና ንግዲ ስኒ ሓርማዝ ኣጊዳቻይና ሓንቲ ካብተን ዝዓበያ ዕዳጋ ስኒ ሓርማዝ ኮይና'ኳ እንተጸንሐት፡ ካብ 2018 ጀሚሩ ግን መሸጣን ስኒ ሓርማዝ ይኹን ውጽኢታቱ ኣብታ ሃገር ተኣጊዱ'ሎ። ብዙሕ ህዝባዊ ደገፍ ነቲ ናይ ቻይና እገዳ'ኳ እንተሎ፡ እቲ እገዳ ኣብ ተግባር ምውዓሉ ሕጽረት ኣፍልጦ ስለዘሎ ግን ቀጻሊ ኣስተምህሮ ክህሉ ሚስተር ኩማህ ተላብዩ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COMደቡብ ኮርያ ምስ ሰሜን ኮርያ ክትዛተ ትደሊደቡብ ኮርያ ኣብዚ ጉዳይ ክትዛተ ሕቶ ዘቕረበት፡ ሰሜን ኮርያ ናብ ጸወታ ኦሎምፒክ ተሳተፍቲ ክትልእኽ ከምትኽእል ድሕሪ ምግላጻ'ዩ።0 Comments 0 Shares
-
WWW.BBC.COM"ጥበብ ናይ ኣተሓሳስባ ኢንቨስትመንት'ዩ""መንእሰይ ጅግና ልምዓት" ተባሂላ ሽልማት ሜዳሊያ ተቐቢላ እያ። ኣብ ዘፈራት ስነ ጥበብ፣ ስራሕቲ ኢደ ጥበብን ስእልን ብምንጣፍ ኣብ ዕብየት እቲ ዓዉዲ እጃማ ተበርክት ኣላ፡ ንእስቲ ራሄል ብሉጽ።0 Comments 0 Shares
-
#BlackBeauty
-
#BlackBeauty
-
#BlackBeauty
-
#BlackBeauty