• ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር፡ ከተማ መተማ ዮሃንስ፡ ዝነብሩ ሓረስቶት ብሕቶ ይግብኣኒ ተሓራሳይ መሬት ዝተልዓለ ብወተሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም። እቲ ጉዳይ ናብ ዝኸፍአ ጎንፂ ከየምርሕ ድማ ተሰጊኡ።
    ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር፡ ከተማ መተማ ዮሃንስ፡ ዝነብሩ ሓረስቶት ብሕቶ ይግብኣኒ ተሓራሳይ መሬት ዝተልዓለ ብወተሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም። እቲ ጉዳይ ናብ ዝኸፍአ ጎንፂ ከየምርሕ ድማ ተሰጊኡ።
    WWW.BBC.COM
    ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ፤ ጎንጺ ዶብ ብሰላም ንክፍታሕ ንፕረዚደንት ኣልበሽር ተማሕፂኖም
    ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር፡ ከተማ መተማ ዮሃንስ፡ ዝነብሩ ሓረስቶት ብሕቶ ይግብኣኒ ተሓራሳይ መሬት ዝተልዓለ ብወተሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም። እቲ ጉዳይ ናብ ዝኸፍአ ጎንፂ ከየምርሕ ድማ ተሰጊኡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፤ ኦነግ፣ ኦብነግን ግንቦት ሸዉዓተን ካብ መዝገብ ጉጅለታት ግብረ-ራዕዲ ሰሪዙ።
    ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፤ ኦነግ፣ ኦብነግን ግንቦት ሸዉዓተን ካብ መዝገብ ጉጅለታት ግብረ-ራዕዲ ሰሪዙ።
    WWW.BBC.COM
    ኢትዮጵያዊ ጉጅለ ራዕዲ የለን
    ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፤ ኦነግ፣ ኦብነግን ግንቦት ሸዉዓተን ካብ መዝገብ ጉጅለታት ግብረ-ራዕዲ ሰሪዙ።
    0 Comments 0 Shares
  • ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ኣብ ክልል ኢትዮ-ሶማል ኣብ ልዕሊ ተሃነፅቲ ሕጊ፡ ብሓይልታት ፀጥታ መውቃዕቲን ምዕማፅን ከምዝበፅሐ ዘርኢ ፀብፃብ ኣቕሪቡ።
    ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ኣብ ክልል ኢትዮ-ሶማል ኣብ ልዕሊ ተሃነፅቲ ሕጊ፡ ብሓይልታት ፀጥታ መውቃዕቲን ምዕማፅን ከምዝበፅሐ ዘርኢ ፀብፃብ ኣቕሪቡ።
    WWW.BBC.COM
    "ኣብ ልዕሊ እሱራት መውቃዕትን ምዕማፅን ተፈፂሙ" ሂውማን ራይትስ ዎች
    ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ኣብ ክልል ኢትዮ-ሶማል ኣብ ልዕሊ ተሃነፅቲ ሕጊ፡ ብሓይልታት ፀጥታ መውቃዕቲን ምዕማፅን ከምዝበፅሐ ዘርኢ ፀብፃብ ኣቕሪቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ፍታሕ ኣናዳዪ ኮሚቴን ኣዘራሪቦም።
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ፍታሕ ኣናዳዪ ኮሚቴን ኣዘራሪቦም።
    WWW.BBC.COM
    ቅርሕንቲ መጅሊስን ፍታሕ ኣናዳዪ ኮሚቴን ዘፅንዕ ኮሚቴ ተጣይሹ
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ፍታሕ ኣናዳዪ ኮሚቴን ኣዘራሪቦም።
    0 Comments 0 Shares
  • እቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ክትሃንጸን መዲባቶ ዘላ ናይ ስደተኛታት መጻረዪ ማእከላት በተን ኣፍሪቃውያን ሃገራት ዝእለያ እንተዘይኮይነን ውጽኢታውያን ኣይክኾናን እየን ኢሉ ፕሬዚደንት ማክሮን።
    እቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ክትሃንጸን መዲባቶ ዘላ ናይ ስደተኛታት መጻረዪ ማእከላት በተን ኣፍሪቃውያን ሃገራት ዝእለያ እንተዘይኮይነን ውጽኢታውያን ኣይክኾናን እየን ኢሉ ፕሬዚደንት ማክሮን።
    WWW.BBC.COM
    ፕሬዚደንት ፈረንሳ ምህናጽ ናይ ስደተኛታት መጻረዪ ማእከላት ኣብ ኣፍሪቃ ተቓዊሙ
    እቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ክትሃንጸን መዲባቶ ዘላ ናይ ስደተኛታት መጻረዪ ማእከላት በተን ኣፍሪቃውያን ሃገራት ዝእለያ እንተዘይኮይነን ውጽኢታውያን ኣይክኾናን እየን ኢሉ ፕሬዚደንት ማክሮን።
    0 Comments 0 Shares
  • ደቡብ ኣፍሪቃ ንብዙሓት ዘገረመ ጨረታ ዕላዊ ገይራ'ላ። ኔልሰን ማንዴላ ን 27 ዓመታት ኣብ ዝተኣሰረሉ ክፍሊ ንምሕዳር 250,000 ዶላር ክፍሊት ከምዘድሊ ይሕብር እቲ ጨረታ።
    ደቡብ ኣፍሪቃ ንብዙሓት ዘገረመ ጨረታ ዕላዊ ገይራ'ላ። ኔልሰን ማንዴላ ን 27 ዓመታት ኣብ ዝተኣሰረሉ ክፍሊ ንምሕዳር 250,000 ዶላር ክፍሊት ከምዘድሊ ይሕብር እቲ ጨረታ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ ቤት ማእሰርቲ ማንዴላ ንምሕዳር 250,000 ዶላር
    ደቡብ ኣፍሪቃ ንብዙሓት ዘገረመ ጨረታ ዕላዊ ገይራ'ላ። ኔልሰን ማንዴላ ን 27 ዓመታት ኣብ ዝተኣሰረሉ ክፍሊ ንምሕዳር 250,000 ዶላር ክፍሊት ከምዘድሊ ይሕብር እቲ ጨረታ።
    0 Comments 0 Shares
  • ትማሊ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፀጥታ ሱዳንን ናይ ኢትዮጵያ ሓረስቶትን ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰብ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ።
    ትማሊ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፀጥታ ሱዳንን ናይ ኢትዮጵያ ሓረስቶትን ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰብ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዝተፈጠረ ጎንጺ ህይወት ሰብ ጠፊኡ
    ትማሊ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፀጥታ ሱዳንን ናይ ኢትዮጵያ ሓረስቶትን ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰብ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ።
    0 Comments 0 Shares
  • ብመጥባሕቲ ዝተገላገለት ኣደ፡ ንዝወለደታ ሕንጠ ጡብ ክተጥብው ብዘይምኽኣላ፡ ኣቦኣ ነታ ዝተወለደት ህፃን ኣጥብይዋ።
    ብመጥባሕቲ ዝተገላገለት ኣደ፡ ንዝወለደታ ሕንጠ ጡብ ክተጥብው ብዘይምኽኣላ፡ ኣቦኣ ነታ ዝተወለደት ህፃን ኣጥብይዋ።
    WWW.BBC.COM
    ንጓሉ ዘጥበወ ኣቦ
    ብመጥባሕቲ ዝተገላገለት ኣደ፡ ንዝወለደታ ሕንጠ ጡብ ክተጥብው ብዘይምኽኣላ፡ ኣቦኣ ነታ ዝተወለደት ህፃን ኣጥብይዋ።
    0 Comments 0 Shares