ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግዓዝ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይቕጽሎ'ሎ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታት ሞት ሓያሎ ስደተኛታት የስዕብ ከም ዘሎን፡ ጥልያን ማልታን ድማ ነቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ግዳያት ምቕባል ኣብየን ኣለዋ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ'ውን ኣማኢት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ይመልስዎም ኣለዉ።

WWW.BBC.COM
ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይግዕዙ
ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግዓዝ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይቕጽሎ'ሎ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታት ሞት ሓያሎ ስደተኛታት የስዕብ ከም ዘሎን፡ ጥልያን ማልታን ድማ ነቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ግዳያት ምቕባል ኣብየን ኣለዋ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ'ውን ኣማኢት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ይመልስዎም ኣለዉ።
0 Comments 0 Shares