ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቐዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተጸዉዐ ሰልፊ ዘጋጠመ ምፍንጃር ቦምባ ኢድ 'ሓታቲ ወያነ እዩ' ክብል ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጥልያን ጽሒፉ። እዚ ንህወሓት ፈሊኻ ዝግለጽ ጽልኣት ተጀሚሩ ንዘሎ መገዲ ሰላም እተን ሃገራት ክጸልዎ'ዶ ይኽእል?

0 Comments
0 Shares