ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝምራሕ ምዃኑ ንምፍላጥ ተኻኢሉ'ሎ።

0 Comments
0 Shares