• ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝምራሕ ምዃኑ ንምፍላጥ ተኻኢሉ'ሎ።
    ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝምራሕ ምዃኑ ንምፍላጥ ተኻኢሉ'ሎ።
    WWW.BBC.COM
    ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
    ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝምራሕ ምዃኑ ንምፍላጥ ተኻኢሉ'ሎ።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቐዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተጸዉዐ ሰልፊ ዘጋጠመ ምፍንጃር ቦምባ ኢድ 'ሓታቲ ወያነ እዩ' ክብል ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጥልያን ጽሒፉ። እዚ ንህወሓት ፈሊኻ ዝግለጽ ጽልኣት ተጀሚሩ ንዘሎ መገዲ ሰላም እተን ሃገራት ክጸልዎ'ዶ ይኽእል?
    ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቐዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተጸዉዐ ሰልፊ ዘጋጠመ ምፍንጃር ቦምባ ኢድ 'ሓታቲ ወያነ እዩ' ክብል ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጥልያን ጽሒፉ። እዚ ንህወሓት ፈሊኻ ዝግለጽ ጽልኣት ተጀሚሩ ንዘሎ መገዲ ሰላም እተን ሃገራት ክጸልዎ'ዶ ይኽእል?
    WWW.BBC.COM
    ንህወሓት ዝነጸለ ዕርቀ ሰላም ናበይ?
    ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቐዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተጸዉዐ ሰልፊ ዘጋጠመ ምፍንጃር ቦምባ ኢድ 'ሓታቲ ወያነ እዩ' ክብል ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጥልያን ጽሒፉ። እዚ ንህወሓት ፈሊኻ ዝግለጽ ጽልኣት ተጀሚሩ ንዘሎ መገዲ ሰላም እተን ሃገራት ክጸልዎ'ዶ ይኽእል?
    0 Comments 0 Shares
  • ኣባል ኣተሓባባሪት ኮሚቴ ናይቲ ብቐዳም ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝኾኑ ኣይተ ጉደታ ገለልቻ ምስ ፖሊስ ዝነበሮም ውህደት ካብ ኣርባዕተ መዓልታት ከምዘይበልፅ ንቢቢሲ ተዛሪቦም።
    ኣባል ኣተሓባባሪት ኮሚቴ ናይቲ ብቐዳም ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝኾኑ ኣይተ ጉደታ ገለልቻ ምስ ፖሊስ ዝነበሮም ውህደት ካብ ኣርባዕተ መዓልታት ከምዘይበልፅ ንቢቢሲ ተዛሪቦም።
    WWW.BBC.COM
    ኣብቲ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ዝተርኣየ ክፍተት እንታይ ነይሩ?
    ኣባል ኣተሓባባሪት ኮሚቴ ናይቲ ብቐዳም ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝኾኑ ኣይተ ጉደታ ገለልቻ ምስ ፖሊስ ዝነበሮም ውህደት ካብ ኣርባዕተ መዓልታት ከምዘይበልፅ ንቢቢሲ ተዛሪቦም።
    0 Comments 0 Shares
  • በቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንክልተ ምኽትላት ፕረዚደንት ሓዊሱ 49 ሰባት ተጎዲኦም እዮም።
    በቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንክልተ ምኽትላት ፕረዚደንት ሓዊሱ 49 ሰባት ተጎዲኦም እዮም።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ መጥቃዕቲ ቦምባ ዚምባብወ ዝቖሰሉ ክልተ ሰባት ሞይቶም
    በቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንክልተ ምኽትላት ፕረዚደንት ሓዊሱ 49 ሰባት ተጎዲኦም እዮም።
    0 Comments 0 Shares
  • እዚ ኬንያዊ ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ደማሙ እናሓረደ ንዘይጥርጥርዎ ዓማዊሉ ክሸይጥ ፀኒሑ፤ ድሙ እናጠብሐ ምስተትሓዘ ብግብሩ ዝተቆጥዑ ሰባት ክቐትልዎ ፈቲኖም ነይሮም።
    እዚ ኬንያዊ ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ደማሙ እናሓረደ ንዘይጥርጥርዎ ዓማዊሉ ክሸይጥ ፀኒሑ፤ ድሙ እናጠብሐ ምስተትሓዘ ብግብሩ ዝተቆጥዑ ሰባት ክቐትልዎ ፈቲኖም ነይሮም።
    WWW.BBC.COM
    ካብ ስጋ ደማሙ 'ሳምቡሳ' እናሰርሐ ዝሸጠ ተፈሪድዎ
    እዚ ኬንያዊ ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ደማሙ እናሓረደ ንዘይጥርጥርዎ ዓማዊሉ ክሸይጥ ፀኒሑ፤ ድሙ እናጠብሐ ምስተትሓዘ ብግብሩ ዝተቆጥዑ ሰባት ክቐትልዎ ፈቲኖም ነይሮም።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ሶማሊያ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ኣንሽቲ ክህልወኦ ልሙድ እኳ እንተኾነ፤ ብሓደ ግዜ ንክልቲኤን ምምርዓው ግን ዘይተለመደ እዩ።
    ኣብ ሶማሊያ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ኣንሽቲ ክህልወኦ ልሙድ እኳ እንተኾነ፤ ብሓደ ግዜ ንክልቲኤን ምምርዓው ግን ዘይተለመደ እዩ።
    WWW.BBC.COM
    ኣብ ሓንቲ ለይቲ ክልተ ኣንሽቲ ዝተመርዓወ ጎበዝ
    ኣብ ሶማሊያ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ኣንሽቲ ክህልወኦ ልሙድ እኳ እንተኾነ፤ ብሓደ ግዜ ንክልቲኤን ምምርዓው ግን ዘይተለመደ እዩ።
    0 Comments 0 Shares
  • ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግዓዝ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይቕጽሎ'ሎ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታት ሞት ሓያሎ ስደተኛታት የስዕብ ከም ዘሎን፡ ጥልያን ማልታን ድማ ነቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ግዳያት ምቕባል ኣብየን ኣለዋ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ'ውን ኣማኢት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ይመልስዎም ኣለዉ።
    ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግዓዝ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይቕጽሎ'ሎ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታት ሞት ሓያሎ ስደተኛታት የስዕብ ከም ዘሎን፡ ጥልያን ማልታን ድማ ነቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ግዳያት ምቕባል ኣብየን ኣለዋ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ'ውን ኣማኢት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ይመልስዎም ኣለዉ።
    WWW.BBC.COM
    ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይግዕዙ
    ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግዓዝ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ይቕጽሎ'ሎ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታት ሞት ሓያሎ ስደተኛታት የስዕብ ከም ዘሎን፡ ጥልያን ማልታን ድማ ነቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ግዳያት ምቕባል ኣብየን ኣለዋ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ'ውን ኣማኢት ስደተኛታት ናብ ሊብያ ይመልስዎም ኣለዉ።
    0 Comments 0 Shares
  • በኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ኦስማን ሳልሕ እና የፕሬዝዳንቱ አማካሪ በሆኑት የማነ ገብረ አብ የሚመራው ከፍተኛ የልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ቦሌ አለም አቀፍ አየር ማረፊያ ደርሷል።
    በኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ኦስማን ሳልሕ እና የፕሬዝዳንቱ አማካሪ በሆኑት የማነ ገብረ አብ የሚመራው ከፍተኛ የልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ቦሌ አለም አቀፍ አየር ማረፊያ ደርሷል።
    የኤርትራ ልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ደርሰዋል
    በኤርትራ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ኦስማን ሳልሕ እና የፕሬዝዳንቱ አማካሪ በሆኑት የማነ ገብረ አብ የሚመራው ከፍተኛ የልዑካን ቡድን አዲስ አበባ ቦሌ አለም አቀፍ አየር ማረፊያ ደርሷል።
    0 Comments 0 Shares