• Dhaabbileen bara dheeraaf mootummaan qabamanii turan tajaajila gahaa akka kennan taasisuu fi dinagdee biyyaa guddisuuf gariisaanii gara abbaa qabeenyaa dhunfaatti hirmaatan taasisuun barbaachisaa ta'usaa Muummichi ministiraa paarlaamaatti himaniiru
    Dhaabbileen bara dheeraaf mootummaan qabamanii turan tajaajila gahaa akka kennan taasisuu fi dinagdee biyyaa guddisuuf gariisaanii gara abbaa qabeenyaa dhunfaatti hirmaatan taasisuun barbaachisaa ta'usaa Muummichi ministiraa paarlaamaatti himaniiru
    WWW.BBC.COM
    ''Kaayyoon teele lakkoofsa fayyadamtoota mobaayilii guddisu qofa miti''
    Dhaabbileen bara dheeraaf mootummaan qabamanii turan tajaajila gahaa akka kennan taasisuu fi dinagdee biyyaa guddisuuf gariisaanii gara abbaa qabeenyaa dhunfaatti hirmaatan taasisuun barbaachisaa ta'usaa Muummichi ministiraa paarlaamaatti himaniiru
    0 Comments 0 Shares
  • ፕረዚደንት አመሪካ፡ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝኽተሉዎ ቀያዲ ፖሊሲ እንትከላኸሉ፡ አመሪካ መዓስከር ስደተኛታት ክትከውን ኣይንፈቅድን ኢሎም።
    ፕረዚደንት አመሪካ፡ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝኽተሉዎ ቀያዲ ፖሊሲ እንትከላኸሉ፡ አመሪካ መዓስከር ስደተኛታት ክትከውን ኣይንፈቅድን ኢሎም።
    WWW.BBC.COM
    ትራምፕ፡ "አመሪካ መዓስከር ስደተኛታት ኣይትኸውንን'ያ"
    ፕረዚደንት አመሪካ፡ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝኽተሉዎ ቀያዲ ፖሊሲ እንትከላኸሉ፡ አመሪካ መዓስከር ስደተኛታት ክትከውን ኣይንፈቅድን ኢሎም።
    0 Comments 0 Shares
  • ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ሎም መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ፍሉይ ኣኼባ፡ ጉዳይ ዶባ ኢትዮ-ኤርትራ ሓዊሱ ኣብ ዉሽጣዉን ከባብያውን እዋናዊ ጉዳያት አመልኪቶም ምላሽ ሂቦም።
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ሎም መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ፍሉይ ኣኼባ፡ ጉዳይ ዶባ ኢትዮ-ኤርትራ ሓዊሱ ኣብ ዉሽጣዉን ከባብያውን እዋናዊ ጉዳያት አመልኪቶም ምላሽ ሂቦም።
    WWW.BBC.COM
    "ባድመ እንትትንከፍ ብሓደ ከምዝዘመትና፡ ሰላም እንትብሃል'ዉን ብሓባር ንወስን"
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ሎም መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ፍሉይ ኣኼባ፡ ጉዳይ ዶባ ኢትዮ-ኤርትራ ሓዊሱ ኣብ ዉሽጣዉን ከባብያውን እዋናዊ ጉዳያት አመልኪቶም ምላሽ ሂቦም።
    0 Comments 0 Shares
  • ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኤ ኬ 47 ዝዓይነቱ ክላሽንን ካልኦት ተቐፃፀልቲ ነገራትን ዝዓጠቑ ጨወይቲ ኣብ ምጓዓዓዝ ጥረ ገንዘብ ስግኣት ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ።
    ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኤ ኬ 47 ዝዓይነቱ ክላሽንን ካልኦት ተቐፃፀልቲ ነገራትን ዝዓጠቑ ጨወይቲ ኣብ ምጓዓዓዝ ጥረ ገንዘብ ስግኣት ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ።
    WWW.BBC.COM
    ንደቡብ ኣፍሪቃ ዘጨነቐ ሽፍትነት ከተማ
    ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኤ ኬ 47 ዝዓይነቱ ክላሽንን ካልኦት ተቐፃፀልቲ ነገራትን ዝዓጠቑ ጨወይቲ ኣብ ምጓዓዓዝ ጥረ ገንዘብ ስግኣት ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ።
    0 Comments 0 Shares
  • ሙክታን ቢስዋል፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ንምምሕያሽ ሆስፒታል ኦሪሳ 'ዘይተግበሮ መብጽዓ' ከዘኻኽሮ ይደሊ።
    ሙክታን ቢስዋል፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ንምምሕያሽ ሆስፒታል ኦሪሳ 'ዘይተግበሮ መብጽዓ' ከዘኻኽሮ ይደሊ።
    WWW.BBC.COM
    ንቀዳማይ ሚኒስተር ንምርካብ 1300 ኪሜ ብእግሩ ዝተጉዓዘ ሰብ
    ሙክታን ቢስዋል፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ንምምሕያሽ ሆስፒታል ኦሪሳ 'ዘይተግበሮ መብጽዓ' ከዘኻኽሮ ይደሊ።
    0 Comments 0 Shares
  • ቴክኖሎጂ ኣሜሪካ ኣፕል ብሳልሳይ ኣካል ምትዕርራይ ንዝተገብረለን ፍርያቱ ንዝኾና ኣይፎንን ኣይፓድን ምጽጋን ብምእባዩ እምነት ዓማዊል ኣጉዲሉ ተረኺቡ።
    ቴክኖሎጂ ኣሜሪካ ኣፕል ብሳልሳይ ኣካል ምትዕርራይ ንዝተገብረለን ፍርያቱ ንዝኾና ኣይፎንን ኣይፓድን ምጽጋን ብምእባዩ እምነት ዓማዊል ኣጉዲሉ ተረኺቡ።
    WWW.BBC.COM
    ኣውስትራልያ፡ ኣፕል ንዓማዊሉ ብምትላሉ 6.5 ሚልዮን ዶላር ተቐጺዑ
    ቴክኖሎጂ ኣሜሪካ ኣፕል ብሳልሳይ ኣካል ምትዕርራይ ንዝተገብረለን ፍርያቱ ንዝኾና ኣይፎንን ኣይፓድን ምጽጋን ብምእባዩ እምነት ዓማዊል ኣጉዲሉ ተረኺቡ።
    0 Comments 0 Shares
  • ማሕበረ ኮም ማንቸስተር፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝቃወሙ ሓይልታት፡ ብሽም ፌስቲቫል ብሽክለታ ዝተወደበ ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝእለን ዝምወልን'ዩ ክብሉ ተቓዊሞም።
    ማሕበረ ኮም ማንቸስተር፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝቃወሙ ሓይልታት፡ ብሽም ፌስቲቫል ብሽክለታ ዝተወደበ ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝእለን ዝምወልን'ዩ ክብሉ ተቓዊሞም።
    እምባጓሮ ኤርትራውያን ኣብ ማንቸስተር
    ማሕበረ ኮም ማንቸስተር፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝቃወሙ ሓይልታት፡ ብሽም ፌስቲቫል ብሽክለታ ዝተወደበ ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝእለን ዝምወልን'ዩ ክብሉ ተቓዊሞም።
    0 Comments 0 Shares
  • ስድርኣ ከምዝሓበርዎ፡ እቲ ጨረታን ክስን ፖለቲካዊ ድርኺትን ኣለዎ ተባሂሉ።
    ስድርኣ ከምዝሓበርዎ፡ እቲ ጨረታን ክስን ፖለቲካዊ ድርኺትን ኣለዎ ተባሂሉ።
    WWW.BBC.COM
    ነቐፊት ፕረሲደንት ርዋንዳ፡ ንብረታ ብጨረታ ተሸይጡ
    ስድርኣ ከምዝሓበርዎ፡ እቲ ጨረታን ክስን ፖለቲካዊ ድርኺትን ኣለዎ ተባሂሉ።
    0 Comments 0 Shares